


ጀት
ሕጂ ብነፋሪት ክንብገስ ኢና::

ጎቦ
ዘይበዝሐን ዘይውሓደን: ዝተመጣጠነ ሓገዝ ምሃብ:

ቤተ ንባብ (ላይብረሪ)
ነገራት ሽም ይውሃቦም: ብቓላት ይግለጹ:: እዚ ድማ ዝያዳ ንኽትፈልጥ ድልየት የሕድረልካ::

መኪና
ሓደ ስራሕ ባዕልና አብ መፈጸምታ ክነብጽሖ ንኽእል ኢና!

ሮቦት
እንዳተያወትካ ቋንቋታት ከባቢ ምፍላጥ

ባልጃ
ብሓባር ኴንካ ክትዋጽኦ ትኽእል ኢኻ::

ባቡር
ዘይተሓስበ ጸወታ ይምሃዝ/ይፍጠር::

ኖዃል
ከቢድ ሓሳብን ሜላን ምልውዋጥ ዘድልዮ ስራሕ:: ብኸምዚ መንገዲ ኪኢላ ኢንጅነር ትኸውን::

አሮነ
ተገዳስነት እንተ ተኻፊልካዮ ይዛይድ::

እሾኽ
ምልክት ገጽን ምንቅስቓሳት ኣእዳውን ንምርዳእ ይሕግዙ

ካልሲ
ጊዜን ዕድልን ትዕግስትን:: ተወዲኡ!

ካቻፕ
ዝመጽእ በዳሂ ዝኾነ ነገር ምስ ትፈትሕ: ብርታዔ ይህበካ::

ዙረት
ንቋንቋ ብኹሎም ህዋሳት ምልላይ

ደርፊ
ብቋንቋ አደ አብ ገዛ::

ጎሪላ
ናይ ስእላዊ መጽሓፍ ዕላላት ሓቢርካ ምቕራጽ

ጭልፋ
አገዳሲ ዝኾነ: ንኽትምርምሮ ዝስሕበካ አቕሓ::

ፊልም
ንተመክሮታት ሓቢርካ ምድህሳስ

ዘራባ (ዕላል)
ክልተ ነንሕድሕዶም ብዘይ ቃላት ዝራዳድኡ::

ስፒሎ (መቐርቀሪ ክዳን)
አብዛ ዓለም ሓድሽ (ህጻን) እንተ ዄንካ: ኩሉ ነገር ኢዩ ዝሕድሸካ::

ዕቋር ማይ
ማይ ቲፍ ቲፍ ይብል አሎ: እቲ ምድሪ ድማ ጨቂዮ አሎ: ቁሪ ውን አሎ:: ንዑናይ ንደገ ንውጻእ!

ሰደቓ ዕዳጋ
ሕኣሳባት እንዳተቐያየርካ ነቲ ጸወታ ምምዕባል

ኢሳቕ ሓወይ
እንዳዘመርካ ቋንቋታት ምልላይ

ከበሮ ጣውላ
ምአዝሙራትን ናይ ምንቅስቓስ ጸወታታትን ብዝስሕብ ምሕላፍ

ከበሮ ጣውላ
ዝምድናታት ምስ ናይ ገዛእ ርእስኻ ተመኩሮ ምትሕሓዝ

ካርታ ዓለም
ሕኣቢርካ ሓሳባት ቀጺልካ ምፍታል

ጥሑን መግቢ
ብድምጽን: ብቓላትን: ብምልክታት አእዳውን ከምኡውን ብምንቅስቓስ አእጋርን ዝካየድ ዘረባ/ምርድዳእ::

ዕላል ስድራ ቤት
ብክልተ ቋንቋታት ምዕባይ

ምቁር ሕብስቲ
ባዕልኻ ምስራሕ: ባዕልኻ ምፍታን: ባዕልኻ ምዕዛብ::

ጉዕዞ ኣውቶቡስ
ነቲ ዝተረደኣካ ብቓላት ምግላጽ

ስፔዛ መግበሪት ዓረብያ
አብ እንዳ ድኳን ክሎም ነንህድሕዶም ይትሓጋገዙ::

ሓርገጽ
ኣብ ናይ ቦታ ምልውዋጥ ሓቢርካ ናብ ሓደ ፈጠራዊ ዓለም ምጋሽ

መብረድ
ባዕልኻ ምግባር/ስራሕ ምፍጻም! ምስ ባባ አብ ቤት ዒዮ አብ ዝርከብ ጣውላ::

መንገዲ
ዙሑልዶ? ዉዑይዶ? ጡልቁይዶ? ይጣበቕዶ?

መፍትሕ
አብ ልዕሌኻ ተአማምነት ንኸትሕድር ዝድግፈካ ፉሉይ ተሞኩሮ::

ማግኔት
ፈተነ ስነ ፍልጠት ፊዚክስ አብ ፍሪጅ!

ብሽኮቲ
አብ ክሽነ ዄንካ ካብ ነገራት ትምህርቲ ምርካብ::

አስካላ
በቐዳማይ አብቲ መሕኮሪ ቦታ::

አእዳው
ምስ ካልኦት ብሓባር ዄንካ ንዝኾነ ጸገም ፍታሕ ምርካብ::

ከረሜላ
ክእለት ናይ በጻብዕትኻ ምስራሕ: ምልምማድ የድልዮ ኢዩ::

ከሻኒት
ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ሓቢርካ ምጽዋት

ጥዓሞት
አብ መውዓሊ ህጻናት ናይ ምአዲ ጣውላ ምቕራብ

ፊደላት
ንኣይ ፊደላት ዓለም ምፍላጥ

መንገዲ ገዛ
ንዕዓለም ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ምድህሳስ

መጻወቲ ናይ ህንጻ ሕጡባት
ጸወታ ንርእሱ ትምህርቲ ኢዩ: ትምህርቲ ክአ ብወገኑ ጸወታ ኢዩ::

ኣብዑር ከበሳ
ብምምልካት ኣቢልካ ናብ ዕላል ምእታው

ኣረጊት ጥርሙዝ
ሓቢርካ ስእልታትን ምልክታትትን ምፍታሕ

መጻወቲ ድሬሻለ (ክንብልብ ዝብል መጻወቲ)
ብሙሉእ ህዋሳት ናይ አካላት ምጽዋትን ምምሃርን::

ማንቲግ ክራሪማታ
ንሓደ ነገር ደጋጊምካ ምስ ፈተንካዮ እሞ አብ መወዳእትኡ እንተ ሰሪሑ: ዓቢ ዓወት ኢዩ::

ስእላዊ መጻሕፍቲ
ርአይ! ናይ ቋንቋ ጸገም ብጸወታ ምእላይ::

ዝሕጸብ ክዳውንቲ
አብ መዓልታዊ ሂወትን ስራሕን ብምስታፍን ዓቕምኻ ብምብርካትን ኩርዓት ይስምዓካ: ከምኡውን ሑጉስ ትኸውን::

ለፍላፊት
ንኣይ ድምጽታት ፈተነታት ምክያድ

ብሽክሌታ
ግርጭት አብ ጃርዲን:: ሕጂ መፍትሒ ዝኾኑ ሓሳባት ኢዩም ዘድልዩ

ተለቪዥን
ንዕላል ህጻናት ጊዜን ቦታን ምሃብ

አሕምልቲ
ንእሽተይ ዋላ ይኹን: ይኽእሎ ኢየ!

ኣጻብዕቲ
ኣርእስትታት ናይ ህጻናት ምኽታል

ኣፕሪኮዘ
መዓልታዊ ናብራ ንዕላል ምጥቃም

ንእሽተይ ድሙ
ሓሳባትን ስምዒታትን ብቓላት ምግላጽ

ተሳሓቢት መኪና
ባዕልኻ ንነብስኻ ንኽትሕግዝ ዘኽእለካ ሓገዝ:: መብዛሕትኡ ጊዜ ሓጺር መግለጺ ወይ ንእሽተይ ሓገዝ ጥራይ እኹል ኢዩ::

ስማርትፎን
ክድወል እንከሎ - ምብራህ ምቕያር ኣድህቦ

ስጉምትታት
ስጉምቲ ብስጉምቲ ካብ ነንሕድሕድካ ምምሃር::

ባምቡላታት
ቅድሚ ሕጂ ዝረአኻዮን ዘሕለፍካዮን አብ ጸወታ ምድጋም::

እንስሳታት
ከመይ ከምዝግበር አርእየኒ እምበር: ሽዑ ባዕለይ ክፍትኖ እየ::

ዲኖዛውሪያ
ሓቢርካ ኣብ ስእላዊ መጽሓፍ ኣዕምቕካ ምእታው

ብዕንጨይቲ ዝተሰርሐት ፍሩታ
ናይ ክሪስቶፍ ናይ ምምርማር ፕሮጀክት::




Leitlinie 1
Gesprächsanlässe im Alltag erkennen und nutzen

Leitlinie 2
Gespräche unter Kindern ermöglichen

Leitlinie 3
Die Qualität der Interaktion sicherstellen

Leitlinie 4
Sprache vielfältig gebrauchen

Leitlinie 5
Zugänge zu früher Literalität eröffnen

Leitlinie 6
Mehrsprachigkeit wertschätzen und unterstützen

Sprachbildung in Zeiten von Corona

Über die Pandemie reden

Vorlesen 1
Warum Vorlesen für das kindliche Hirn gut ist
